ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ኢኮኖሚ ሃገርና ዘለዎም ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ተኣመንቲ ላዕለዎት ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝረብሑ ዛዕባታት ተዛቲዮም።…