ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኩባንያ ቪዛ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስራሕ ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፈፃፅማ ባንኪ ልምዓት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ መጀመሪያ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ ባንኪ÷ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ተፀዋዕቲ ትካላት ትሕዝቶን ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ኣለዋ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ከምዘለዋ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቅድሚ 5 ዓመት ካብ ዝነበራ 32 ሚኢታዊት ፅዕንቶ ልቓሕ ወፃኢ ናብ 17 ሚኢታዊ ወሪዱ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ኢኮኖሚያዊ ጉዳያ ዝምልከቱ ሕቶታትን ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ብዝሰርሑዎ ስራሕ ዘዕግብ ውፅኢት ተረኺቡ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትግራይ ክልል ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ድሕሪ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ስምምዕነት ፕሪቶሮያ ብዝምልከት ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂ ሂቦም Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም፣ ምርጫ፣ ዴሞክራሲ እንተዘይኮይኑ ድሕረ ሐዚ ብኣፈሙዝ ጠበንጃ ስልጣን ሒዝካ ምምሕዳር ኣይከኣልን- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Feb 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሰላም ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ዓበይቲ ነገራት ምትላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ዘቲዮም Desta Feb 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊን ኩለ መዳያዊን ርክብ እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…