Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ዘቲዮም

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 6፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ኖርበርት ማኦ ዘቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኖርበርት ማኦ ካብ ፕሬዚዳንት ካጉታ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ብፅሒት ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ 6 ሃገራት ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ደብዳበ ሽመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን። ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘቕረቡ÷ ሓደሽቲ ተሸወምቲ ኣምባሳደራት ሃገራት ማሊ፣…

ርክብ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ ክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ካብ ክልል ትግራይ ተጓዒዞም ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ሕብረተሰብ…

ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ፍትሒ ዜጋታት መልሲ ንኽረክብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ኣብ ዝምረሐሉ ሰነድ ረቂቕ ደምቢ ኣሰራርሓ ስነ ስርዓት ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ኩሎም ከባቢታት ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ሓበራዊ ታሪክ ዓወትና ዝኾነ ዓወት ዓድዋ መፃኢ ትውልዲ ብዘምህር፣ ብዘዛመድን ታሪኩ ብዝሓለወን መገዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ “ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ፥ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ፀገማት ንዝብደሀን ደቂ ኣኒስቲዮ ደገፍ ንክኸውን ዝተጣየሸ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም። ካብ ደገፍ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ሰትራቴጂካዊ ሽርክና ብዝበለፀ ከምእተጠናኽሮ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…

ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምረቓ ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።