Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ተወካሊ ቤት ምኽሪ ካሊፎሪኒያ ቴድ ሊዩን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ኩነታት ፀፅታ፣ ሰላም፣ ሰብኣዊ ደገፍ፣ ኩነታት ኣገዋ ዝጠመተ…

ዓበይቲ ረብሓታት ፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስትናን እስላምናን ብኣማኢት ሚልዮናት ሰዓብቲ ዘለወን ሃይማኖታት ዓለም እየን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ብዙሓት ኣመንቲ እተን ሃይማኖታት በብእምነቶም እናፆሙ ይርከቡ። ሰዓብቲ ክርስትና፥ እየሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ፣ ሞይቱ ዝተንሰአሉ ንምዝካር…

መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሑ ይግባእ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ንኣርባዕተ መዓልቲታት…

ወርሒ ረመዳን ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ መእተዊት ወርሒ ረመዳን ረመዳን ብምርኣያ መበል 1445 ወርሒ ረመዳብ ፅባሕ ከምዝጅምር ተገሊፁ፡፡ ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕስሳብን ንኣላህ ብምልማንን ምሕላፍ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ሸይኽ ሓጂ…

ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእን ምፍልላይን ብምሕዳግ ክኸውን ይግባእ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእ፣ ምፍልላይን ምድፍዳእን ብምሕዳግ ክኸውን ከምዝግባእ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ÷ ዓብዪ ፆም ኣመልኪቶም…

ፓርቲ ብልፅግና ርክብን ምትሕብባርን ኢትዮ-ጂቡቲ ክብ ኣብ ምባል ቁርፀኛ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መበል 45 ዓመት ምስረታ ፓርቲ ኣር ፒፒ ጂቡቲ ብምርካብ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፓርቲ በልፅግና ብምውካል ኣብቲ…

እግድ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝተነበረሎም ናውቲታትን ተሽከርከርቲን ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እግድ ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ልዕሊ ዝተነበረሎም ናውቲታትን ተሽከርከርቲን ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ ብቑፅሪ ክሂገ1/7/252 ብዕለት 04 ጥቅምቲ 2015…

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጠረጴዛ ስልጣን እንተዘይበፂሐን ሙሉእ ፍትሒን ዴሞክራሲን ኣሎ ኣይበሃልን – ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረታዊነት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጠረጴዛ ስልጣን እንተዘይበፂሐን ሙሉእ ፍትሒ፣ ሰላምን ዴሞክራሲን ኣሎ ኣይበሃልን ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ÷ ብብርኪ ዓለም ንመበል 113 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚን መሰረተ ልምዓትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት 2016 ማክሮ ኢኮኖሚን መሰረተ ልምዓትን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት “ንደቂ ኣንስትዮ ነብቅዕ፣ ልምዓትን ሰላምን ነረጋግፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…