Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ካቢኔኦምን ብዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኸ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው፥  ትግበራ ውዕል…

ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢትን ማረትን ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ንዘሎ ድርቂ ንምክልኻል 20 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢትን ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ(ማረት)ን ኣብ ትግራይ ኣንፀላልዩ ንዘሎ ድርቂ ንምክልኻል ነንሕድሕደን 10 ሚልየን ብድምር 20 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይረን። እቲ ደገፍ፥ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ከቢድ ድርቂ ንምክልኻል 50 ሚልየን ብር መዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን ዘጋጠመ ከቢድ ድርቂ ንምክልኻል 50 ሚልየን ብር መዲቡ። እቲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝገበሮ ዘተ÷ ኣብ ክልል ትግራይ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ናብ ኦስትሪያ ቪዬና ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ንምስታፍ ኢዮም ናብ…

ሴሚናር ዳያኑ ሃገራት ብሪክስ ኣቻይና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ብሪክስ ዝተውፃእፅኡ ዳያኑ ዘካተተ ሴሚናር ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ሴሚናር ብፕሬዚዳንት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ኪያር ዝተመርሐ ልኡኽ ሰለስቲኦም ኣቢያተ ፍርዲ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ካብ…

ሓይሊታ ፀረ-ሰላም ንሰራዊት ምክልኻል ብሰላም ኢዶም እናሃቡ ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታ ፀረ-ሰላም እናተወሰደሎም ብዝርከብ ጥንኩር ስጉምቲ ብሰላም ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ ሰራዊት ምክልኻል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ኣፈፃፅማ ወፍሪ ሓይሊ ሓለዋ…

ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዝተረኸቡ ዝበረታትዑ ውፅኢታት፣ ንህዝቢ ተጠቃሚ ንምግባር ኣብ ምምሕዳር አእታ ከተማ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ከምኡ እውን…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ 2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ወ/ሮ ሂክማ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15  ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣…

ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሉ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፍሊጡ። ተጠርጣሪ ብሰሌዳ ቁፅሪ ኮድ 2- C 32496 ኣ/ኣ ኣብ ዝኾነት…