Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ካብ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓሬታ ቁፅሪ 5

16ን 17 መስከረም ዝኽበሩ በዓላት መውሊድ፣ ዳሜራን መስቀልን ኣብ ክልል ኣምሓራ ነናይ ሃይማኖቶም ስርዓት ብዝፈቕዱዎ መገዲ ንኽኽበሩ ኮማንድ ፖስት እናሰርሐ ይርከብ። ናይ ህዝቢ ኣኼባታት ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኸልከሉ ይፍለጥ። ምኽንያቱ ድማ ፅንፈኛን ዘራፊን ሓይሊታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን መድሓኒት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኸፍርዩ ዕድል ኢንቨስትመንት ንምፍጣር ዝሕግዝ ኢዩ…

ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ኢና – ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ዘኽእል ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ዘውፀኦ ፀብፃብ ውድቂ ገይራቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተሰየመ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ መበል 54 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰባኣዊ መሰል ዘቕረቦ ሪፖርት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ፀጋኣብ…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር “ኩለመዳያዊ ሰላም ንምህናፅ ርብርብ ኩሉ ኣካል ይሓትት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ባህርዳርብ ከባቢኣን ሜጀር ጄኔራል ሙሉኣለም…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ንፈለማ እዋን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተገይሩ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያን ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣልጄሪያ ዮሴፍ ቸርፋን ዳይሬክተር…

ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ጉቴሬዝ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ድማ "ሰላም ፣ምዕባለ፣ ለውጢን ዘላቒነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 78…

ኣይተ ደመቀ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ጎድና ጎኒ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መግስታት ክሌማዊ ለውጢን…

ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ንፋብሪካታት ሽኮር ትመና ንብረት ብምግባርን ሓገዝ ፋይናንስ ዝረኽቡሉን መፅናዕቲን ምርመራን ብምስራሕ ናብ ዝሐሸ መፍረያይነት…

ንዓበይቲ ሃገራት ዝግበር ፋይናንስ ልምዓት እኹልን ፍትሓዊን ኣይኮነን-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓበይቲ ሃገራት ዝግበር ፋይናንስ ልምዓት እኹልን ፍትሓዊን ኣይኮነን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት መደረ…