ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ። እቲ ምኽክሩ፥ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዋና ተደራዳሪ መገዲ ኣየር ካናዳ ሸንድራ ሜሊያን ተደራዳሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል “መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም "በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ከም ዝኽበር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅብሃ ገብረግዚኣብሄር (ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ሎሚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ማርክ ሱዝማን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ፋውንዴሽንን ዘሎ ርክብ ዝነኣድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ Desta Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሸተ መዓልታት ክዋሃብ ዝፀንሐ ስልጠና መምህራንን ኪኢላታት ትምህርትን ብዝተተለመሉ መንገዲ ከምዝተዛዘመ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ስልጠና ንክዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ መምህራን፣ ኣመራርሓ ትምህርቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ክልተኣዊ ምትሕብባርን ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ካብ 4 ክሳብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ኩባ ሃቫና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ክንተክል ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተዛዘመ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ÷ ብርቱዓት ኣእዳው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ስርቂ ብቖራፅነት ክንቃለስ ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ከይባኽንን ስርቂ ብቖራፅነት ብምቅላስን ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ከምዝሰርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ንላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ “ከእዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ቀዳማይ ዙር ስልጠና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 2012 ዓ.ም ኣትሒዙ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝቕፅል 29 መስከረም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣወሃህባ እቲ ፈተና ኣመልኪቱ ምስ ሓለፍቲ ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ተገሊፁ Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ልዑል ብፅሒት ዓውዲ ሕርሻ ከምዝሓዘ ዝገለፀ እቲ ሚኒስቴር፥ ብቀንዱ ቡን፣ ኣዝርእቲ ቅብኣትን ዕምበባን ልዑል ሰደድ ንግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመዘኒታ ኣዋጅ ህንፃ እታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዘይኽተሉ ፕሮጀክታት ህንፃ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዘኒታ ኣዋጅ ህንፃ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ዘይኽተሉ ኣብ ፕሮጀክታት ህንፃ ዝሳተፉ ኣልማዕቲ፣ ተቛረፅቲን ኣማኸርቲን ስጉምቲ ንምውሳድ ምድላው ከምዝገበረ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…