ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም Desta Oct 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣካል መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ፕሮጀክት ሎጅ ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ኣጀሚሮም። እቲ ፕሮጀከት ኣብ ክልል ዓፋር ዝህነፅ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መውፅእን መፍረዪን ዕደና ቤንቶኒቴ ዑደት ገይሮም Desta Oct 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝርከብ መውፅእን መፍረዪን ዕደና ቤንቶኒቴ ዑደት ገይሮም። ቤንቶኒቴ ንሴራሚክን ቀለምን ኢሉ እውን ካልኦት ፍሪያታት ረብሓ ዝውዕሉ "ትንግርታዊ ርሑስ ሓመድን" ን "ብዙሕ ረብሓ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ተፈፂሙ Desta Oct 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ተፈፂሙ። ኣይተ በቀለ ኣብ ዝተፈላለያ ሚዲያታት ብብርኪ ሓላፍነት ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልጊሎም። ኣብ 1963 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወለዱ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ። ውሳነታት መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክበን ብምጥንኻር ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ትምህርቲን ልምዓትን ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ዋዒ ፅንዓት ዕላማ ብምሕላው ክቕፅሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ኢትዮጵያ ዝነኣሰ ዕላማ ኣይብሉን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ምትእስሳር ንምዕባይ ከምዝሰርሓ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናት ዝኻዕበተ ህንፀት ሰራዊት ዘለዋ ብምዃና ምስታ ሃገር ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምዕባይ ከምዝሰርሑ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ገሊፆም። መበል 116 በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቱ ታሪኽ፣ ተጋድሎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀፅ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ውግንንኡ ንሕገ መንግስቲ ዝኾን ሰራዊት ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Oct 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀፅ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ናፃ፣ ዘይሻራዊ፣ ዘበናዊን ውግንንኡ ንሕገ መንግስቲ ዝኾንን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወሳኒ ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ፋራህ መበል 116 መዓል ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሙየኦም ንዝሓገዙ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሙየኦም ዝሓገዙ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከይተፀጋዕናዮም ዝተፀግዑና ከይደገፍናዮም ዝደገፉና ብከባቢ ከይሓሰቡ ብፅኑዕ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምስላፎም ከምዘረጋገፀ ገሊፁ።…