Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ንምጥንኻር ንዝፍፀሙ ስራሕቲ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒ9ስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ጄ. ማሲንጋ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ሓበራዊን ዛዕባታትን ምልዛቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…

ኢትዮጵያ ሰራዊት እተዳሉ ብቐንዱ ንህዝባ ንምሕለው ኢዩ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰራዊት እተዳሉ ብቐንዱ ንህዝባ ንምሕለው ኢዩ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልካል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጀኔራል ኣበባው መበል 116 ምኽባር መዓልቲ ሰራዊት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም፥…

ወታደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ምኽክር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ሞንጎአን ዘሎ ወታደራዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእለን ኩነታት ምኽክር ተገይሩ፡፡ ኣብ መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ንምዕዳምን ኣብቲ ዓውዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወታደራዊ ርክብ ንምጥንኻር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ…

በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምኽንያት ብምግባር ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 116 በዓል መዓልቲ ሰራዊት ምኽንያት ብምግባር ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ጌታቸው ጉዲና ኣብቲ ፓናል ዘተ÷ “ኢትዮጵያ ንዘበናት ኣብ ዝተፈላለዩ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ተዛቲዮም። ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካው ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ወታደራዊ…

ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላ ሃገራት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። መበል 25ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 14 ጥቅምቲ2016 ዓ.ም…

3ይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ግብፂ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ድርድር ድማ ኣብ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ቴክኒካልን ማዕቐፍ ህጊን ኣብ ዝሐሸ ውፅኢት ንምብፃሕ ትኹረት ከምዝግበር…

ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ኣብ 2015 ዓ.ም ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። መበል ራብዓይ ጉባኤ ወርሒ ሳይበር ድሕንነት “ስግኣት ሳይበር ድሕንነት ኣብ ኢትዮጵያ”…

ኢትዮጵያ ብ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ተደጊፋ ንግዲ ወፃኢ ተሳልጥ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣካል ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ብዝኾነ ኣገልግሎት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣቢላ  ንግዲ ወፃኢ ተሳልጥ ከምዘላ ተገሊፁ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ቡናን ቆርበትን ናብ ወደብ ጂቡቲ ብምብፃሕ እቲ ኣገልግሎት ልዑል ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ድማ ተሓቢሩ።…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ እዋናዊን እናዓበየ ዝመፅአ ዓቕሚ ሎጂስቲክስ ተሓሳቢ ዝገበረን ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተ በዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ኣብዱልበር ሸምሱ ገፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀረባ እዋን ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ…