ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ብብቕዓት ንምሕላው ዘኽእል ሓይሊ ኣየር ከምዝተሃነፀ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሰዓት ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ንምሕላው ዘኽእል ሓይሊ ኣየር ከምዝሃነፀ ዋና መምርሒ መሳርሒን ፅገናን መከላኸሊ ኣየር ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮሎኔል ተሾመ ባጫ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ሓይሊ ኣየር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ከተማ ቼንግዱ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 አዲስ አበባ ፣ ጥቅምት 9 ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) አብ ቻይና ግዝአት ሲዥዋን ትርከብ ከተማ ቼንግዱ ዑደት ኣሳሊጦም። ካብ ቤጂንግን ሻንጋይን ቀፂላ አብ ሳልሳይ ደረጃ እትርከብ ዓባይ ከተማ ቼንግዱ ምስ ኢትዮጵያ ብብርክት ዝበሉ መዳያት ርክብ ፈጢራ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ናብ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ምስግጋሩ ኣብ ታሪኽ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከም ሓደ ብራኸ ዝረአ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቢሾፍቱ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ ምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብ ዑደቶም ድማ ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ሞተር ቬሂክልስ ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም፡፡ ልዕሊ 300 ኩባንያታት ቻይና ዘሳተፈ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ - ቻይና ኣብ ሻንሃይ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፎረም ብኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ተሓባበርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዓቕሚ ድልዉነትን ምንቅስቓስ ስራሕን ዋና መምርሒ ምክልኻላልን ሎጂስቲክስን ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዓቕሚ ድልዉነትን ምንቅስቓስ ስራሕን ዋና መምርሒ ምክልኻላልን ሎጂስቲክስን ተዓዚቦም። ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተመርሐ ዑደት÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴርን ላዕለዎት መኮንናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስርሑ ንምዕዋት ጉዳይ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺ ክሕዝ ይግባእ – ሙሁራን Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስራሕቱ ዕዉታት ንኽኾኑ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክሕዝ ከምዝግባእ ሙሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራን÷ “ስራሕቲ መስኮት ባሕሪ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብዝርርብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። በዚ ድማ፥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ እስራኤል ማእኸላይ ምብራቕን ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ማእኸል ዝገበረ ልምዓት ንኽጠናኸር ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዘፈር ሕርሻ ምትሕብባር ምስፋሕ ኢሉ እውን ኢንዱስትሪ ማእኸል ዝገበረ ልምዓት ምጥንካር ከምዝግባእ ፀዊዖም። ካልኣይ መርሃ ግብሪ ውዕሎ እዚ ዕለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ 3ይ ቢኣርኣይ ዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ኣባል ሃገራት ብሪክስ ዲልማ ሩሴፍ ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ዝተዛዩ÷ ጎድና ጎኒ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ…