ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ መደረ ኣስሚዖም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ ሳልሳይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ መደረኦም ድማ÷ ጥንተ መሰረትን ምዕባለን ርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ኣዘኻኺሮም፡፡ ኣብ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ ምውጋን መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ንዝሓዙ ዜጋታት ቪዛ ንንምትራፍ ዝሕግዙ ኣዋጃት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ህንዲ ፓስፖርት ዲፕሎማቲክን ሰርቪስን ንዝሓዙ ዜጋታት ቪዛ ንምትራፍ ይሕግዙ ኢዮም ዝተብሃሉ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሺ ጂንፒንግ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣካል ግሪን ቤልት ኤንድ ሮድ ኮይኑ ክድገፍ ከምዝኽእል ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ምስ ጉጅለ ልኡኻቶም ብምዃ ኣብ ቻይና ዓብዪ ኣዳራሽ ህዝቢ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኢንቨስትመንት ቻይና ንብራኸ ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ኬ ያንግ ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰንደቅ ዕላማ መግለፂ ናፅነት፣ ፅንዓት፣ ፍቕሪ ሃገርን ኣይሰዓርን በሃላይነትን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ መግለፂ ናፅነት፣ ፅንዓት፣ ፍቕሪ ሃገርን ኣይሰዓርን በሃላይነትን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 16 መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ቀፅሪ ሚኒስቴር ምክልኻል ተኸቢሩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 16 መዓልቲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ተረኺቦም፡፡ ካብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ሎሚ ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ንመላእ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ሃገር እናተኸበረ ይርከብ፡፡ እቲ ዕለት "ብራኸ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትናን ሉኣላዊነትናን ኢዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃሒቶም÷ ምስ ሚኒስትራት ልኡኻቶም ብምዃን ኣብ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ ከምዝሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዝወሰዱ ኣካላት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዝወሰዱ ኣካላት ናብ ጅምር ስራሕ ህንፀት ከምዝኣተዉ በዓል መዚ ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዘፈር ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት እቲ በዓል መዚ ከማል ጀማል…