ንልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊዮን ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ምግቢን ተገይሩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊዮን ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን ምግቢን ከምዝተገበረ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ÷ ኣብ ኩነታት ሃገራዊ ፀፅታ፣ ህፁፅ ሓገዝ፣ ስራሕቲ ሕርሻን ካልኦት እዋናዊ…