ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ልኡኽ ዩ ኤስ ኣይዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ልኡኽ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስካት ሃክላንደር ናብ መቐለ ኣምሪሖም። መቐለ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ዝገበሩሎም እንትኾኑ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሪስ ኒኮይ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ከምዝኾና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብስፍሓት እናተንቀሳቐሰሎም ዝነበሩ መዋስንቲ ቦታታት ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ካብ ምንቅስቓስ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ከምዝኾና ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ምትሕግጋዝ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስብኣዊ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም። Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፈፀምቲ ስራሕ ኮንፌዴሬሽን ማሕበራት ሰራሕተኛ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ፅቡቕ ርክብ ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ሜታ ንኣመራርሓታት ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ሜታ ኣብ ዘፈር ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ትኹረት ብምግባር ንኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና÷ ኩባንያ ሜታ ኣብ ፌስቡክ፣ ዋትስ ኣፕን ኢንስታግራምን ሰብ ስራሕ ምስትውዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 11 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ከምዝተገበረ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ፡፡ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ መጠቓለሊ ገምጋም÷ ፀገማት ብምፍታሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ክረምቲ ልዕሊ 4 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ተታሒዙ ዘሎ ክረምቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓገዝ ንዝደልዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት /UN OCHA/ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣልክባሮቭ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ተዛቲዮም። እቲ ኣብ ቤት…