Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ዝርከባ ትካላት ፋይናንስ ሓረስታይ ኣብ ምስታፍ ትኹረት ክገብራ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥያሽ ዝርከባ ትካላት ፋይናንስ ዓንዲ ሑቐ ኢኮኖሚ ሃገር ዝኾነ ሓረስታይ ኣብ ምስታፍ ትኹረት ክገብራ ከምዝግባእ ሰብሞያ ኢኮኖሚን ቢዝነስን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሞያውያን÷ ህዝቢ ትግራይ…

ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ሃንጋሪ ከተማ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሓደ መንግስቲ ናይ…

ኣብ ከተማ ኣኽሱም በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ፅባሕ 24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝኸበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ። “ኣሸንዳ፣ ዓይኒ ዋሪን ማርያን ንዘላቒ ሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን" ብዝብል ቴማ ዝተካየደ ውድድር ጉያ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳ ፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ክግበረሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ከምዝግበረሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…

መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ኣካላት ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ታዬ ደንደአን ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም፡፡…

ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ከካየድ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮፖሬት ከምዝበልዎ፥ ተበፃሕነት ቀረብ ሓይሊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕብረተሰብ ብሌን ዓይኑ ብምልጋስ ንወገኑ ብርሃን ክኸውን ፀዊዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕብረተሰብ ድሕሪ ሕልፈት ብሌን ዓይኑ ብምልጋስ ንካልኦት ወገናት ብርሃን ክኸውን ፀዊዐን። እተን ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓይኒ ኢትዮጵያ ዝተመሰረተሉ መበል 20 ዓመት እንተኽብር ከምዝገለፀኦ÷ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ልገሳ ብሌን ዓይኒ…

ላዕለዋይ መምርሒ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ እቲ ክልል ናብ ሰላም ንምምላስ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ እቲ ክልል ናብ ሰላም ንምምላስ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ገምጊሙ። ኣመራርሓታት ላዕለዋይ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ፤ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ…