Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓሚቕ ስልጠና ኣብ ዝፀንሑ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም። እቲ ስልጠና÷ ኣካል ህንፀት ዓቕሚ ዓውዲ ፀፅታ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ ኣብ ግብፂ ካይሮ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግብፂ ካይሮ ተጀሚሩ። እቲ ሰለስተኣዊ ድርድር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣቡዳቢ እናተገበረ ፀኒሑ ኣብ ምድላው ረቂቕ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ ይንበር እምበር ድርድር…

ዓውዲ ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ውፅኢታዊ ንምግባ ይስራሕ ኣሎ – ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ፍልጠትን ክእለትን ዘራኽብ ድልድል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንምግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ፌዴሪኢ÷ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት…

ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ድልዋት ዝኾኑ ስራሕቲ ዓውዲ ልምዓት ኣቮካዶን ፍራምረን ልዑል ዓቕሚ ዘሎ ምዃኑ ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ውፅኢት ንዘመዝገባ ኣትሌታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ‘’ኣብ ቡዳፔስት ኣብ…

ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ ኣብ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና አትሌቲክስ ዓለም ኣብ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ቀኒዑወን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ 1ይቲ ብምዃን እንትዛዝም፥ ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳልያ ብሩር…

ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…

ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም። ዑደት እቶም ኣምባሳደር÷ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዝትግበር ከባቢያዊ መሰረተ ልምዓት ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ምትሕብባር ግምገማ ንምግባር…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት…

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ኣብ ቀፃሊ ዝሰርሖም ተግባራትን ዕላዊ ገይሩ። ምክትል ኣካቢት እቲ ቦርድ ነጃት ግርማ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ ኣዋጁ ካብ ዝተኣወጀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ቦርድ ክሳብ ዝተጣየሸሉ…