Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሮጀክትታት ብቅልጣፈን ፅርየትን ናይ ምህናፅን ምዝዛምን ዘለና ተመክሮ ኣብ ኩሉ ስራሕቲ ኢትዮጵያዊያን ክድገም ኣለዎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ድሕሪ ለውጢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ ዑደት…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ባህዳር የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ጉባኤ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም ድሕንነትን እቲ ክልል ከምዝዛተ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብፍላይ ኢትዮጵያ ናብ ጉጅለ ብሪክስ ምፅንባራ ስዒቡ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምብራኽ ዝዓለመ ኢዩ። ክልቲኦም መራሕቲ ብፖለቲካ፣ ግብርና፣…

ጉባኤ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ብምቕባል ምፅዳቑ ንሃገርና ታሪኻዊ እዋን ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ብምቕባል ምፅዳቑ ንሃገርና ታሪኻዊ እዋን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ኢትዮጵያ ኣባል…

ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ናብ ጉጅለ ብሪክስን ተሓዊሳ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሓዊሱ፥ ኣርጀንቲና፣ ግብፅ፣ ኢራን፣ ስዑዲ ዓረብን ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብን ብኣባልነት ተቐቢሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ዝካየድ ኣኼባ BRICS-Africa Outreach ን BRICS Plus ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዉን ዛዕባታት ጠመተ…

መርማሪ ቦርድ ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ንኸጠናክር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ ኣተሓሳሲበን፡፡ እቲ መርማሪ ቦርድ ክሳብ ሕዚ ዘሳለጦም ተግባራት ሪፖርትን ኣብ ቀፃሊ ዝውግኖም ተግባራትን…

ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ

ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ - ሰለስተ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎመ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝሓለፉ 20 መዓልቲታት ምንቅስቓስ ስራሕቲ ገምጊሙ፡፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ወታደራዊ ኦፕሬሽን ብዝተወሰዱ…

ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ካብ ስደት ተመለስቲን ንዘተኣናግዱ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ዳይሬክተር ጀነራል ግልጋሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ጠይባ ሓሰን ሓቲተን። ዳይሬክተር ጀነራል ጠይባ ሓሰን÷ ላዕለዋይ ኦፊሰር ባንኪ…

ኣምባሳደር ሽፈራው (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ተፀዋዒ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማሪያም (ዶ/ር) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣብ ኢትዮጵያ ተፀዋዒን ራሚዝ አላክባሮቭ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ…