Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጆሃንስበርግ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ብምዃን ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጅምር መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያን ሲሪላንካን ብኣርባዕተ ዘፈራት ሕርሻ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲሪላንካን ኣብ ፍርያት ሻሂ፣ ፍረምረ፣ ልምዓት ተኽሊ ጎማን ትሩፋ ሌማትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሲሪላንካ ኣብ ኢትዮጵያ ኬ ኬ ቴሻንታ ኩማራሲሪን ኣብ ክልተኣዊ ዛዕባታት…

ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ – ሌ/ጀነራል ፃድቃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ” ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌፍተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፆም። እቶም ምክትል…

መንግስቲ ኢትዮጵያን ውሕመን ሰብኣዊ ሓገዝ መሊስካ ንምጅማር ቆራፅነቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መግስታትን ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘጋጥም ሰብኣዊ ሓገዝ ብቕልጡፍ ንምጅማር ሓበራዊ ፃዕሪታት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኢትዮጵያን ጉጅለ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያን ሓበራዊ መግለፂ ምውፀኦም…

ኣባ ገዳታት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታትን ወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ብድምቀት እናተኸበረ እንትኸውን÷ ኣብ ከተማ መቐለ እውን…

ኣንበጣ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋ እፅዋት በላይነህ ንጉሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝወፅአ ፀብፃብ ሂዩማን ራይትስ ዋች መፅራይ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታት ብምቕማጥ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታተ ብምሃብ ዛዚመምዎ። እቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ዝካየድ ዝነበረ መድረኽ ገምጋም፥ ትልሚ ማእኸላይ ካልኣይ…

ኣብ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን “ኣሸንዳ ንሰላም፣ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣዋልድ ብናፅነት…

በዓል ኣሸንዳ ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢዩ – ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ማርያን ዓይኒ ዋሪን ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣበ ዝሃቦ…