ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ኣሎ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ማእኸላት ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት መበሰሪ መድረኽ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት ዕላዊ መግበሪ መድረኽ ኣካይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ “ሱር ኮንስትራሽን ኣብዚ እዋን ዝሓስቦም ዘሎ ፅቡቓት ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዲዛይን ህንፀት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኤፍ ኤች ኢ ሲ ኩባንያ ቻይና ብምትሕብባር ዘህንፆ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዲዛይን ህንፀት ዕለዊ ተገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ÷ ነቲ ፕሮጀክት ዝኸውን መሬት ብእዋናዊ ዋጋ ሊዝ ኣስሊሑ ከምዘቕረበ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኢትዮጵያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሐሴ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኩሉ ግዘ ኩርዓት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ምዕራፍ ውድድር ተውህቦ ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ብኣፀደማርያም ያረጋል ሰዓራይነት ተዛዚሞ። ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም ሕሪያን ክወዳደሩ ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ፍፃመ፥ ትንሳኤ ስለሺ፣ ትዕግስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ “የክረምት ትጋት የዓመት ልማት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተሳሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሐይ ጳውሎስ፣ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ጉባኤ ምስረታ እቲ ክልል ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ሹመት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣፈጉባኤን ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ኣይተ እንዳሻው ኣባል ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘይምዃኖም ኢዩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር በምዃን ንክመርሑ ዝተመረፁ። ስለዝኾነ ካብ ነበር ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ይርከብ – መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ… Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ከምዝርከብ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዘረጋገፀ ኣፍሊጡ። መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ…