Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም። ካብቶም መራሕቲ ብተወሳኺ ጉጅለ ልኡኻቶም ኣብቲ እዋን ዘተ ተረኺቦም። እቶም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስነ-ስርዓት ምብራህ ሽግ ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ዘላቕነት ሰላም እታ ከተማ ንምርግጋፅ ምስ ካልኦት…

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ቀዳማይ…

ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ክፍሊታት ኣውሮፕላን ንምፍራይ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ሼድ ብምህናፅ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣውሮፕላን ንምፍራይ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት÷ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪን…

ኣብ ትግራይ ዓቕሚ ቱሪዝም ንምምዕባል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም-ሚኒስቴር ቱሪዝም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዓቕሚ ቱሪዝም ንምምዕባል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴርን ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ኣፄ የውሃንስ…

መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ቅነ ኣሸንዳ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣሽንዳ 2015 ዓ.ም ኣብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን ዝኽበረሉ መርሃ ግብሪ  ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ፣ ማርያ፣ ዓይኒ ዋሪ ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ  ሓላፊ ቢሮ ባህልን…

ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ብምስምዕማዕ ኣብ ሓደ ክልል ንወደብ ብዝብል ብመሰረት ዝሃብኡ ድምፂ እዩ እቲ ጉባኤ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣመራርሓ ዞባታትን ወረዳታትን…

ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ፥ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት…

ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩዋ ኣሎ-ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ዕስለ መበገሲኡ ካብ ከባቢታት ዓፋር እንትኾን ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን…

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ ምስ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተዛተየ እንትኸውን÷ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ድማ ብኣካል ምልከታ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዋይ…