ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን÷ ኣብ ከተማ ገላን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኮምፕሌክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ – ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ ክብሉ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ጉዳያት ምምሕዳር ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብርታቱ ብተወሳኺ ሓድነትና እነጠናኽረሉን ቁጠባዊ ዓቕሚ እንፈጥረሉን ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ እንዘኹዕ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትውፊት ጥራሕ ዘይኮነስ ሓድነት ዝጠናኽረሉን ዓብይ ቁጠባዊ ዓቕሚ ዝፍጠረሉን ክኸውን ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፈርዲናንድ ቦንቦንግ ማርከስ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፊሊፒንስ ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ደሴ ዳልኬ ደብዳበ ሹመቶም ፕሬዚዳንት ፊሊፒንስ ፈርዲናንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ደው ኢሉ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ደው ኢሉ ዝፀንሐ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት ባጃጅ ዝተነበረለን ከተማታት ፅባሕ ግልጋሎት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሸከርከርቲ (ባጃጅ) ዝተነበረለን ሽዱሽተ ከተማታት ፅባሕ ስሩዕ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ። እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሓመድ ቢን ኣብዱልከሪም ኣል-ዒሳን (ዶ/ር) ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ብፍላይ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ኣለዋ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቋሪፀን ዝነበራ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ዩንቨርስቲ መቐለ 2 ሺሕ፣ ዩንቨርስቲ ራያ ድማ 760 ትምህርቶም ኣቋሪፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፃሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፃሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሃመድ ቢን ኣብደል ከሪም ኣል ኢሳ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ምክእኣል ሃይማኖት፣ ኣብ ሰላምን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ምግባሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ Desta Aug 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝደንገጎ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘተ ከምዝገብር ተገሊፁ።