ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 19 ስሩዕ ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ስሩዕ ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ "ከባቢያዊ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት ምጥቃም፣ ምትሕብባር ምድንፋዕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና እታ ሃገር ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ማእኸል ባዮ ባንክን መፍረዪ መረጋገፂ ፅሬት ናሙና ላቦራቶሪን ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ሃገራት ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብሸርፊ ወፃኢ ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራ ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብዶላር፣ ፓውንድን ዩሮን ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ መገዲ ኣየራት ብዝኣተወኦ ውዕሊ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ ንግዲ ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተሰርሑ ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራልን ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጋሩ መናእሰይ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጋሩ መናእሰይ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። መዓልቲ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተኸቢሩ። ነቲ በዓል ጠሚቱ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመረቑ ኮማንዶታት ክልተ ዕላማ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣፀገምቲ ሕልኽላኻት ምሕላፍን ቀልጢፍካ ምብፃሕን ንዝሓቱ ልኡኻት ጠንካራ ስልጠና ብምውሳድ ዝተመረቑ ኮማንዶታት ክልተ ዕላማ ኣለዎም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ክልል ኣብ ሓደጋ ተርእዮ ሕማም ኮሌራ ስለዘለና ሕብረተሰብ ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደጋ ተርእዮ ሕማም ሸሮኽ ወይ ኮሌራ ብምህላዉ ሕብረተሰብ ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ቢሮ ጥዕና ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣተሓሳሲቡ። ኣብቲ ቢሮ ክኢላ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና ማሕበረሰብ ኣይተ ተስፋይ ተመስገን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ – ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ወፃኢ ን10 ኣዋርሕ ዝትግበር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ንምጅማር ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እቲ ቢሮ ኣይተ ሰሎሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ በቲ ጉዳይ ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ 23 ከምዘኾኑ…