Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ፓርክ ጂን ኣፍሊጦም። ፓርክ ጂን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ደቡብ ኮሪያን ኢትዮጵያን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ…

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን ቁጥር 1 ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁፅሪ 6 /2015 ዓንቀጽ 5 መሰረት ብምግባር÷ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ነዞም ዝስዕቡ…

ካብ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ

እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ዝተጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ዘሳለጦም ቀዳማይ ምዕራፍ ተግባራት ገምጊሙ፡፡ ትልሚ ቀዳማይ ምዕራፍ እቲ እዚ÷ ኣብ ከባቢ ባህርዳር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ደብረ ብርሃን፣ ላሊበላ፣ ጎንደርን ሸዋ ሮቢትን ዝተኣኻኸበ ኣብ ዘረፋን ጥፍኣትን ዝተዋፈረ ጉጅለ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባ እተን ሃገራት፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራ ዘሎ…

ራሚዝ ኣላክባሮቭን ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንራሚዝ ኣላክባሮቭን (ዶ/ር) ቀዋሚ ተወካሊን መተሓባበሪ ጉዳያት ሰብኣዊ ጉዳያትን እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞም። ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)÷ ኣብ ኣመራርሓ ኣፈፃሚ፣…

ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ብስርዓት ሓበሬታ ዕዳጋ ስራሕ ኣቢሉ ንልዕሊ 53 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር፣ ዲናት ኮሌጃት ቴክኒክን ሞያን ከምኡ እውን…

ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ድሙቕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲትን  ዘቲዮም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ፥ እቶም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት፣ ንግዲን ዘርገሐ መሰረተ ልምዓትን ምልዛቦም ተገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማርዲያት ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ…