ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ኢዩ – ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ከምዝኾነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ÷ “ሰላም ንኣፍሪካና፣ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2023 0 ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ተግባር ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተወገኑ ምዃኖም እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ፀገም ፀጥታ ብስሩዕ ስርዓት ምኽባር ሕጊ ንምቁፅፃር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጃት ንነበር ተዋጋእቲ ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ክዋፈሩ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ጀ/ል ታደሰ ወረደ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ሞያዊ ክእለት ተላቢሶም ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀፅ ክሳተፉ ኣብ ምግባርኮሌጃት ሞያን ቴክኒክ ስልጠናን ልዑል ብፅሒት ከምዘለወን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብሪ ዘይኸፍሉ ነጋዶ ናብ መርበብ ንግዲ ንምእታው ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸ ስራሕ ምስራሕ ይግባእ – ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ዘይኸፍሉ ነጋዶ ናብ መርበብ ንግዲ ንምእታው ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉሙሩኽን÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝረአ በዕጥቂ ዝተደገፈ ምንቅስቓስ ብስሩዕ ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን Desta Aug 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስታት ራያ፣ ኣክሱምን ዓድግራትን ብመሰረት ትልመን ተማሃሮ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተቐቢለን ከምዝተቐበላ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ኣዋጅ ህፀፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰላምን ድሕነነትን ህዝቢ ንምሕላው ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን ዕላዊ ኮይኖም። ኣብቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝውሰዱ ስጉምቲታትን ዝተኸልከሉ ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ 2012 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዘይወሰዱ ተምሃሮ መስከረም ክፍተኑ ኢዮም-ሚኒስቴር ትምህርቲ Desta Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ፈተና ካብ ምቕዳሕን ስርቅን ብዝፀረየ መመገዲ ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም። ኣብ እዋን ፈተና ዝተኸልከሉ ናውቲታት ናብ መፈተኒ ቦታ ሒዝካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣኔት ዌበር (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንኽፀንዕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንክእወጅ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ጠሚቱ ኣብ ዝቐረበ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6 /2015 ቤት ምኽሪ…