Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ሳሙኤል ካብ 1994 ዓ.ም ጀሚሮም ካብ ጀማሪ ክሳብ ሲኒየር ቴክኒሻንነት ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዢን ጋንግ ብመሰረት ዝቐረበሎም እንግዶት እቲ ዑደት ይገብሩ…

ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንመበት 15 ዙር መኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብመሰረት እዚ ባንኪ ኣቢሲኒያ 161 ሚሊየን 700 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ። ብተወሳኺ ፋብሪካ ኣልኮልን ኣረቂን 6 ሚሊየን፣ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ሎሚ ዘበን ንዝግበር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንዝግበር መበል ሓምሻይ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሎሚ ዘበን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም። ብኣሰናዳኢነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን “ክእለት ንተወዳዳሪነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንቐፀልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ትካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትካላት 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ዴኤታን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርባዕ…

ንህዝቢ ዘይጠቅም፣ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዝጎድእ መምርሒ እንተልዩ ፈትሽና ክነመዓራርዮ ኢና- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ<span;> ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን መድረኽ  ዘተ ኣካይዶም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘመሓለዘለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ሰላምን ካልኦት ዓውዲታት ልምዓትን ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብዝተገበረ ምርግጋፅ ሰላም፣ ትምህርቲ፣ ባህሊን ስፖርቲን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስትራት ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አዛሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሳልሳይ ርባዕ ዓመት…

ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ጠመተ ብምግባር ሎሚ መዓቲ ተዛቲዩ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ…

ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ዝኸፈተልና ዕድል ብምጥቃም ህዝቢና ክንክሕስ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ሆቴል ፕላኔት ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ኣባላት ካቢኔ ግዝያዊ…