Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 30 ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሓቲቶም። እቶም ውዳበታ ዳያስፖራ፥ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ኣባይ ዝድግፍን መንግስቲ ግብፂ…

ካብ 18 ሺሕ መረዳእታታት ትምህርቲ እቶም 900 ናይ ሕሶት ኮይኖም ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 18 ሺሕ መረዳእታታት ትምህርቲ ሕጋዊ መረጋገፂ ተገይሩ እቶም 900 ናይ ሕሶት ኮይኖም ከምዝተረኸቡ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ። እቶም መረዳእታታ ትምህርቲ፥ ተመሳዲሎም ዝተሰርሑ፣ ኣፍልጦ ካብ ዘይብሉ ትካል ዝተውሃቡ፣ ብዘይተፈዘቐደ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሎሚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ንዝተሳለጡ ተግባራት ሰልፊ ብምክያድ ድጋፍ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ…

ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን(ህወሓት) ብመሰረት ዝተፈፀመ ስምምዕ ሰላም ምስቲ ጎንፂ…

ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም-ውድብ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 2010 ዓ.ም ስእነት ስራሕ፣ ናህሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማት ዊቶልድ ቦንካን ልኡኾምን ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ፀረ-መበረታትዒ ቅመማትን ብዝበለፀ ተቐራሪቦም ኣብ…

መንግስቲ ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ መበረታትዒ ከምዘቕርብ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ውልቀ ምስ ታክሲ ዝተተሓሓዙ መበረታትዒታት ሓዊሱ መሬት ብናፃ ክሳብ ምቕራብ ዝበፅሕ ዝተፈላለዩ መበረታትዒታት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ከተማ በርሊን ኣብ ኣማራፂ ሓይሊ ዝመክር መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ፡፡…

ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ወፍሪ ክታበት ህማም…