Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣድላዪ ሓገዝ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሱዳን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ኣድላዪ ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ካርቱም ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ እቲ ከባቢ ማእኸል ውግእ ምዃኑ፣ ኣብቲ ከባቢ ኣገልግሎት መብራት ምቁራፁን ናውቲ ምግቢ ንምርካብ ይኹን…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሰብ መዚን ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)፣ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር…

ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሓሬታ ብፅቡቕ ጎኑ ዝረአ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ ሓሬታ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ምትሕብባር ብሓዱሽ መልክዑን ከም እንደገናን ንምሕዳስ ኣበርቲዓ እናሰርሐት ከምትርከብ እውን…

ኣብ ትግራይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል ምዝገባ ኣብ ኩለን ኣቢያተ ትምሀርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሎሚ ዕለት ድማ ካብ ቅድመ ስሩዕ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘለዉ ተምሃሮ ምዝገባ እናካየደ ከምዝወዓሉ ዳይሬክተር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኡጋንዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኡጋንዳ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኡጋንዳ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሄነሪ ኦኬሎ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 20 ስሩዕ ኣኼቡኡ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ኣብ ማእኸላይ ዘበን /2016-2020/ ማክሮ ኢኮኖሚን ማዕቐፍ ፊሲካልን ብምዝታይ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ማዕቐፍ ብቐንዱ በጀት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቭርስቴ ኒዲሽሚዬ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ምትካል እግሪን ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ተፈቲሑ ከይዲታት ሰላም…

ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ “ፎረም ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ምክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ኮሚሽነር ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማሰኛታት፣…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ቡሩንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ቡሩንዲ ኣቲዮም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ኣብ ታንዛኒያን ኮሞሮስን ፃንሒት ገይሮም ኢዮም፡፡ ቡሩንዲ…