Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያን ኮሞሮስን ርክበን ንምምሕያሽ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኮሞሮስን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምምሕያሽ ዘኽእለን ስምምዕነት ተፈሪሙ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ስራሕ ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ…

ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራዊት ምልኻል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ሰራዊት ምልኻል ሎሚ መዓልቲ ኣፅዲቑዎ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤኩ ሎሚ ኣካይዱ፡፡ እቲ ኣዋጅ÷ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ፖለቲካ ወገናዊነት ናፃ ኮይኑ ሃገርን ናይ…

ሃገራዊ ምኽክር ስግግር ፍትሒ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልላት ዝካየድ መድረኽ ምኽክር ስግግር ፍትሒ ኣብ 58 ከተታት ካብ ሚያዝያ ክሳብ ነሓሃሰ ኣብ ዘሎ ግዘ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብታ ሃገር ዝረአዩ ዝፀንሑ ሰፋሕቲን ዝተሓላለኹን በደላት፣ ፈተናታትን ጎንፂታትን…

ኣምባሳደር ተፈራ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂን ፒንግ ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው፥ ኣብ ቀረባ እዋን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብምዃን ከምዝተሸሙ ይዝከር፡፡ #Ethiopia እዋናዊ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ ሞሮኒ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ርእሰ ከተማ ኮሞሮስ ሞሮኒ ኣቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ሞሮኒ እንትኣትዉ  ሲገቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮሞሮስ ዶሂር ዳህልክማል ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ሎሚ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ታንዛኒያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ዩጋንዳን ኢዮም ዑደት ክገብሩ። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ…

ከይዲታት ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ከምዝኾኑ ማይክ ሃመር ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ኣጋጢሙ ዝነበረ ኲናት ብስምምዕነት ሰላም ዝዛዘመትሉ መገዲ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ከምዝኸውን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ገሊፆም። ኣሜሪካ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፀንዕ ትፅቢት…

ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ ትግራይ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕብረት ኣውሮፖ ዳይሬክተር ትካላት ወሃብቲ ሓገዝ ሓውሲ ሰሃራ ኣፍሪካ፣ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ኣንድሪ ኮልማህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ከተማ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ፥  ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር…

ኩነታት ፀፅታ ንምጥንኻር ዝተዋደደ ስራሕ ኣካላት ፀፅታ የድሊ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ኩነታት ፀፅታ ንምጥንኻር ዝተዋደደ ስራሕ ኣካላት ፀፅታ ከምዘድሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 14 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኮሚሽነር…

ምስ ሸኔ ዝግበር ድርድር ድሕሪ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሸኔ ዝግበር ድርድር ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ታንዛኒያ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ህዝቢ ወለጋ እፎይ ንኽብል ኩሉ ወገን ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣብ ዝቕፅል…