ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ንምግባር ከምዝወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ÷ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ እቲ መመሓየሺ ፖሊሲ ገንዘብ÷ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰት ብሩታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ብሄራዊ ተሃድሶ ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር ዘፈር ውልቀ ብንቕሓት ንኽሳተፍ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ብሄራዊ ተሃድሶ ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር ዘፈር ውልቀ ተሳትፎ ንኽገብር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዛተ ኣሎ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ Desta Aug 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲን ዶብ ተሻገርቲ ዝተወደቡ ገበናተን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኢትዮጵያን ፣ ኬኒያ፣ ሶማሊያ ፣ ጅቡቲን ሲሼልስን ዘካተተን ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀብፃባት መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐድሙን ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩን ክኾኑ ይግባእ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Aug 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃባት መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓ ዘቐድሙን ሓድነት ህዝቢ ዘጠናኽሩን ክኾኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያን ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኤል ኣሚን ሱውፍ ኣብ ሶማሊያ ንዝርከቡ ወተሃደራት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ አመስጊኖም Desta Aug 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ወኪል ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶ0ማሊያ ኣምባሳደር ኤል ኣሚን ሱውፍ ኣብ ሶማሊያ ዝርከቡ ወተሃደራት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ እታ ሃገር ንምርግጋዕ ዓሊሞም ንዝገበርዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም። ኣብ ሶማሊያ ባይደዋ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ብምዃን ግቡኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Aug 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ፓርክ ጂን ኣፍሊጦም። ፓርክ ጂን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ደቡብ ኮሪያን ኢትዮጵያን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን ቁጥር 1 ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁፅሪ 6 /2015 ዓንቀጽ 5 መሰረት ብምግባር÷ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ነዞም ዝስዕቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ዝተጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ዘሳለጦም ቀዳማይ ምዕራፍ ተግባራት ገምጊሙ፡፡ ትልሚ ቀዳማይ ምዕራፍ እቲ እዚ÷ ኣብ ከባቢ ባህርዳር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ደብረ ብርሃን፣ ላሊበላ፣ ጎንደርን ሸዋ ሮቢትን ዝተኣኻኸበ ኣብ ዘረፋን ጥፍኣትን ዝተዋፈረ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ፓርክ ጂን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ምትሕብባ እተን ሃገራት፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራ ዘሎ…