ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ጉዳይ ዜጋታትን ዝተወገኑ መመሓየሺታት ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ሸቶታት ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፀወት ሃፍቲ ማይ … Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ሃፍቲ ማይ ንሸቶታት ኣህጉር ኣፍሪካ ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም። ‘ዘላቒ ቀረብ ሃፍቲ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓታት ፅሩይ መስተ ማይን ምርግጋፅ፤ ንሸቶታት ኣጀንዳ 2063…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምጅማር ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ የቢሾፍቱ ዓለም አቀፍ አውሮፕላን ማረፊያ ግንባታ መጀመር ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ÷ ቅልጡፍ ዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ኢትዮጰያ እናሰፍሐ ዝመፅአ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ስትራቴጂያዊ ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jan 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ብምዕባይ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነተን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምስግጋር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከመዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ቻይናን ንዓሰርተታት ዓመታት ዝዘለቐ ጥንኩር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዘመላኸቶ፤ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ብዝተላለዩ መደባት ትማሊ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ በዓል ልደት ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ልደት ብምሕሳብ ዝኽበር እንትኸውን÷ እቲ በዓል ኣብ ወርሒ ታሕሳስ መበል 29 መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ንዝቕፅል ሓይሊ ሰብ ዘጠናኽር ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ህፃናት ኣብቲ ዓውዲ ዝተወሰደ ንኢትዮጵያ ወሳኒ ቁልፊ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቅድመ ስሩዕ ትምህርቲ ህፃናት ኣብ ትምህርቶምን ህይወቶምን ዕዉታት ንኽኾኑ ዘድልዮም ክእለትን ፍልጠትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንፈሳዊ ምርኢት ዝማሬ ኣእላፋት ዘደንቕ ነይሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሮ በዓል ልደት ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝቐረበ መንፈሳዊ ምርኢት ዝማሬ ኣእላፋት ዘደንቕ ነይሩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…