Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ህዝቢ ትግራይ ብዘይሕጋዊ ህወሓት ዝበፅሖ ግፍዒ ንምንጋፍ ቃልሱ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጠዓመ ዓረዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሕ ግፍዒን መከራን ንምንጋፍ ህዝቢ ዝጀመሮ ቃልሲ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ተሓታትነት ክሰፍን ክገብር ይግባእ ኢሎም ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ስምረትን ምክትል ሓላፊ ሚድያን ኮሙኒኬሽንን ኣይተ…

ሰማያዊን ቀጠልቲን ዩኒፎርም ዝለበሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ንሰላም ኣህጉር ኣፍሪካን ዓለምን ዋጋ እናኸፈለ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት እዩ። ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ዓመታት ዝቐፀለን ኣብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ዝኾነን ልምዲ ሰላም ምኽባር ዘለዋ ሃገር ኮይና፤ ዞባወዊን ዓለምለኻዊን እጃማ ኣብ…

ካብ መድመቒ በዓል ክሳብ ልሙድ ባህሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰብ ተኮር ኣንፈት ልምዓት ናብራ ዜጋታት፣ ብፍላይ ድማ ህፃናት፣ ተምሃሮ፣ ኣረጋውያንን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ሓገዝ ዝጠልቡ ወገናትን ንምምሕያሽ ብዙሓት ተግባራት እናካየደት ትርከብ። መንግስቲ መደመር ዘላቒ ዕቤት ምስ ዕለታዊ…

ዘብዒ ታሪኽ፣ ፅንዓትን ህልውና ሃገርን

“ካብ ሞት ንላዕሊ ንምሟት” ዝተኣተወ ቃል ኪዳን፣ ሺሕ ግዘ ደም እንተፈሰሰ እውን ብመስዋእትነት ሃገር ንምቕፃል ዝኣተወ ኪዳን…” እዚ ካብ መዝሙር ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዝተወስደ ተለላ፣ ፅባቐ ቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ፣ እቲ ትካል ንህልውና ሃገርን ድሕነት ህዝብታትን ክብል ዝኣተዎ ዘይናጋዕ ናይ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ብዝገበረቶ ኢንቨስትመንት ሚልዮናት ተረባሕቲ ገይራ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሽላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕና ዝተገብረ ኢንቨስትመንት ኣገልግሎታት ጥዕና ብዝበለፀ ናብ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ብምግባር ሚልዮናት ፃባሕቲ ክኾኑ ገይሩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ውድብ ጥዕና ዓለም ዞባ…

ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፣ እዚ በዓል በዓል ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓድነትን ክኸውንይምነ ኢሎም። ሎሚ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመበል 1501 ዓመት ዝኽሪ ልደት ነብዪ መሓመድ (ሰ.ዐ.ወ) በዓል መውሊድ፣ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንመበል 1501 ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) መውሊድ በዓል ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦ እንኳዕ ንመበል 1501…

“ኢትዮጵያን ህዝባን ካልኦት ሃገራት ብዝሪኡና መዕቀኒን ብራኸን ንርእስና ክንርኢ እላቦ” – ፕሬዝደንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዝደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያን ህዝባን ካልኦት ሃገራት ብዝሪእዩና መዕቀኒን ብራኸን ንርእስና ክንርኢ እላቦ ክብሉ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ፀዊዖም። ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፅንሐ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ፤ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ…

ሉኣላዊነት ሃገር ንምሕላው ድሉዋት ኢና – ተመረቕቲ ኮማንዶታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝወሃበና ሃገራዊ ግቡእ ብውፅኢታውነት ብምፍፃም ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ድሉዋት ኢና ኢሎም ካብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ዝተመረቑ ኮማንዶታት መሰረታዊ ኮርስ ፅንዓት። ማእኸል ስልጠና እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ንመበል 45 ዙር…