ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ተዛትዮም mizan mekonen Oct 24, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ተዛትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ን12 ከምኡ’ውን ጉባኤ ላዕለዋይ ድሕነት ኣፍሪካ ዝኾነ ጣና ፎረም ቅድሚ ምጅማሩ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሽጣዊ ዓቕሚ እታ ሃገር ብግቡእ ንምጥቃም መዋቕራዊ ስብራታት ክቃንዑ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ውሽጣዊ ዓቕሚ እታ ሃገር ብግቡእ ንምጥቃም ኣብ ኣተሓሳስባን መዋቕርን ዘለዉ ስብራታት ክቃንዑ ይዝግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ፕሮጀክት ግድብ መስኖ መገጭ መሪቖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ መገጭ ንጎንደር ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ ምንቕቓሕ ሒዙ ዝመፅአ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ መስኖ መገጭ ንከተማ ጎንደርን ኣብ ከባቢኣ ንዝርከባ ከተማታትን ኩለመዳይ ኢኮኖሚያዊ ምንቕቓሕ ሒዙ ዝመፅአ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። አእቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናብ ስርሖም ብምምላስ ሕጋዊ መስርሕ ንክኽተሉ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ጉዳያት ፖለቲካን ህዝባዊ ውዳበታትን በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናብ ስርሖም ተመሊሶም ኣገልግሎት ህዝቢ ክህቡ ፀዊዖም። ኣይተ ረዳኢ ዕላዊ ምጅማር ስራሕ እቲ በዓል ሓደራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤኡ ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ወርሒ ጥቅምቲ 2019 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክን ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣኽስም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውዲት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ቅድሚ ምስፍሕፋሑ ክብተን ተገይሩ እዩ – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር) mizan mekonen Oct 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ውዲት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ቅድሚ ምስፍሕፋሑ ክብተን ተገይሩ እዩ ኢሎም ኣቦ ወንበር ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)። ህዝቢ ትግራይ ሱር ዝሰደደ ስምዒት ኢትዮጵያዊነት ዘለዎ ምዃኑ ዝተዛረቡ እቶም ኣቦ ወንበር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብስም ህዝቢ ትግራይ ምንጋድ ውዲቱ ዝተወድኦ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት mizan mekonen Oct 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣውነት ብተግባር እምበር ብቃላት ጥራይ ዝግለፅ ኣይኮነን። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እከይ ተግባራቱ ዝጅምር ብምምሳል እዩ። ንህዝቢ ትግራይ ደው ይብል እየ ዝብል ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ብተግባር ዝረአ ዋላ ሓንቲ ቁሩብ ህዝባዊ ባህሪ ዘይብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰላምን ልምዓትን ሃገር ዝተርኣየ ቆራፅነት Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ንምቁራፅ ዝተወሰደ ታሪኻዊ ስጉምቲ ነይሩ። እቲ ስምምዕነት፤ ጎንፂ ብዘላቕነት ንምቁራፅ ስልጣን ፌደራል መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓት ንምፅጋንን ኣገልግሎት ክህቡ ንምግባርን ክንሰርሕ ኢና – ሽሻይ ኣማረ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋንን ኣገልግሎት ክህቡ ንምግባርን ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ከንቲባ ከተማ መቐለ ሽሻይ ኣማረ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ዘተ ዘካየዱ ሽሻይ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ ርኢቶ፤ ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትኽክለኛ ትንተና ሓበሬታ ንዘላቒን ውሑስን ልምዓት ወሳኒ እዩ — ፕሬዚደንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ትኽክለኛ ትንተና ሓበሬታ ንሓቛፊ፣ ዘላቒን ውሑስን ልምዓት ወሳኒ እዩ ኢሎም ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚሽን ስታቲስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ ኣሎ። ፕሬዚደንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ዕቤት…