Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሉ። ሕብረት ኣባገዳዎች ኦሮሞ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ፤…

በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን…

ፍፁምን ዘላቕን ሰላም እንደሊ እንተኾይንና ይቕሬታ፣ ሓድነትን ፍትሒን ምርግጋፅ ይግባእ- ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍፁምን ዘላቕን ሰላም እንደሊ እንተኾይንና ይቕሬታ፣ ሓድነትን ፍትሒን ምርግጋፅ ይግባእ ኢሎም ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ። በዓል መስቀል…

በዓል መስቀል ደመራ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መስቀል ደመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።   ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል 2018 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እዚ ዓመት ብርሃን ኢትዮጵያ እንትወፅእ እንሪአሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም፡፡…

ኒውክሌር ቴክኖሎጂ ንሕክምና፣ ንውሕስና ምግቢን ምሕደራ ማይን ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኒውክሌር ቴክኖሎጂ ንሕክምና፣ ንውሕስና ምግቢን ምሕደራ ማይን ልዐል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ልምዓት ኒውክሌር ኣመልኪቶም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዓለም ለኸ ኣቶሚክ ፎረም ጎና ጎኒ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ዘትዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቤላሩስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን (World Atomic Week) ንምስታፍ ሩሲያ ምእታዎም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ፌዴራል፣ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ዙርያ ዘትዮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ብዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ረብሓን ሉኣላውነትን ኢትዮጵያ ብምሕላው ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክፍፅም ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ጀነራል መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል። ሓላፊ ዋና መምርሒ ኣመራርሓ ሃፍቲ ሰብ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል…