Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሪኽ ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ኮይኑ ዝነብር ዓብዪ ገሊ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ታሪኽ ኩሎም ፀለምቲ ህዝቢታት ኮይኑ ዝነብር ዓብዪ ገሊ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ናይ ዘበናት ሕራነ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣብ ጉባ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መግለፂ ህብረ ብሄራውነት ኢትዮጵያውያን ዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም፡፡ ናይ ኢትዮጵያውያን ናይ ዘበናት ሕራነ ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት…

ብይን ታሪኽን ፖለቲካን ዝለወጥናሉ ትእምርቲ ሓበራዊ ዓወታትና ኢዮም!

ብይን ታሪኽን ፖለቲካን ዝለወጥናሉ ትእምርቲ ሓበራዊ ዓወታትና ኢዮም! ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብፃዕሪ፣ ረሃፅ፣ ፍልጠትን ደምን ደቂ ዓባይ ኢትዮጵያ ዝተሃነፀ ትእምርቲ ምኽኣል ኢዩ፡፡ ድሕሪ ሕዚ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ተፈጥሮኣ ፍትሓዊ ተረባሕነት እምበር ተመልካቲት ኣይኮነትን፤ ኣብ ኣፍሪካ ወናኒት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ቴሬሳ ሪቤራ ዘትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ምስ…

ኣፍሪካ ኣብ ቅድሚ ዓለም ብርእሳ ዓቕሚ ለውጢ ናይ ምምፃእ ዓቕሚ ሒዛ ክትቀርብ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣፍሪካ ኣብ ቅድሚ ዓለም ተደራዳሪት ኣካል ዘይኮነትስ ብርእሳ ዓቕሚ ለውጢ ናይ ምምፃእ ዓቕሚ ሒዛ ክትቀርብ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ካልኣይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ‘ዓለም ለኸ መፍትሒታት ንብረት ኣይር ምቅልጣ፣…

2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘዕወተቶም ልምዲታት እተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ሃገርና ዘዕወተቶም ጭቡጣት ልምዲታት ተካፍለሉ መድረኽ ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ 2ይ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…

ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ብሄራዊ ረብሓና ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎትተን ነገር ከምዘየለ መርአያ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዝዛም ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ብሄራዊ ረብሓኣ ንምርግጋፅ ንድሕሪት ዝጎታ ነገር ከምዘየለ ዘርአናሉ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታው ከምዝበሉዎ÷ ንኣባይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምትሕብባር ኣፍሪካን ካሪቢያንን ንክድልድል ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምትሕብባር ኣፍሪካን ካሪቢያንን ንክድልድል ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል ካልኣይ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላን እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን  ጁአዎ ሎሬንቾ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓበራዊ ባህጊታትና ጠመተ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።…