Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዘስካሕኽሕ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስካሕኻሒ ዝኸውን ዘሎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምውጋእ ህፁፅ ስጉምቲ ለውጢ የድሊ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሓዊሱ ሓለፍቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…

ኢትዮጵያ ፈተናታት ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፈተናታታ ክትሓልፍ ትኽእል ኪነ-ጥበብ ብምጣቃም እንትትክእል ኢዩ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ካብ 28 ክሳብ 30 ነሓሰ 2017 ዝፀንሕ 'ጥበባት…

2ይ ዓለም ለኸ ሰሙን ክሊማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ዓለም ለኸ ብኢትዮጵያ ዝተዳለወ ካልኣይ ኣህጉራዊ ሰሙን ኣብ ሓዱሽ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ሥላሴ፣ ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍን ላዕለዎት…

ዝመፁ መዓልታት ጳጉሜን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ዕዉታት ስራሕቲን መፃኢ ሃገራዊ ትልሚታት ዝፍለጥሉ ኣብ መፃኢ መዓልቲ ጳጉሜን ዝተፈላለየ ኣስማት ተዋሂብዎም። ጳጉሜን-1 መዓልቲ ፅንዓት መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ መሰረት ድልዱል ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንብልፅግና…

2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…

 “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ  መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ፍልፍል ኣታዊ ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ መርኣያ ሓድነትናን ፅንዓትናን ዝኾነ ናይዚ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጀሚሩ ንድሕሪት ዝኸደ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምዝዛም ዝሞተ ከም ምትሳእ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ከምዝበሉዎ፥ ዓብዪ ግድብ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ከይዱ ከቢድ ይኹን እምበር ፍሪኡ ጥዑም ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መድከሚ ይኹን እምበር ፍሪኡ ኣዚዩ ጥዑም ክኸውን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒት፥…

ንፈለማ እዋን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝገበርኩዎ ዑደት እቲ ፕሮጀክት ዝፈረሰ መንደር ይመስል ነይሩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦፖለቲክስ ኢትዮጵያ ካብ ዝኽትምና ናብ ዝሐሸ ቁመና ምስግጋሩ ጋህዲ ክኸውን ግድብ ህዳሰ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ብዝብል መሕትት÷ ግድብ ህዳሰ ንፈለማ እዋን…

ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ብልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ። ኣብ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት መስተ ማይ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደን…