Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉባኤ ስርዓት ምግቢ፥ ኢትዮጵያ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘተኣናገደቶ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ልምዲ ዘካፈለትሉን ኣካል መፍትሒ ኮይና ዝቐረበትሉን ነይሩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ምዝዛም እቲ ጉባኤ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስታት ኢትዮጵያን ጣሊያንን…

ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ኣለና – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መላእ ክፋል ሃገርና ብዙሓት ዜጋታት ክሳተፉ ብምግባር ንብራኸ ሃገርና ኣሰርና ክነንብር ትፅቢት ይግበር ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ፈልሲ ናይ ምትካል ወፍሪ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሓንቲ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ግብርና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕ ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሰነድ፥ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ሚኒስትር ግብርና ጣሊያን ፍራንሲስኮ ሎሎብሪጊዳን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ኣብ መንጎ ክልቲአን…

ኢትዮጵያን ኩባን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኩባን ኣብ ዝተፈላለዩ ቁልፊ ጉዳያት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ጎና ጎኒ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ምስ ዝተረኸቡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምዃን ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…

ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ግልፂ ስትራቴጂን ፖሊሲታትን ንምሕንፃፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…

ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ – ጂኦርጂያ ሜሎኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማና ፅግዕተኝነትን ተሓጋዛይነትን ክቕፅል ምግባር ዘይኮነስ ኣፍሪካ ርእሳ ክትክእል ምግባር ኢዩ ኢለን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጂኦርጂያ ሜሎኒ። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር እዚ ዝበላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኮሞሮስ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ መበል ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት፣ ሓወይ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣማሲዮም ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ቡን መሰረታዊ ለውጢ ኣመዝጊባ ኢያ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ቡን መሰረታዊ ለውጢ ኣመዝጊባ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፡፡ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ብምትሕብባር ዝተሰናደአን ኣብ ለውጢን ዕቤትን ቡን ኣፍሪካ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ 2ይ…