Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ-ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣዛዚ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰሜን እዚ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት፥ “ከይድገም፣ ፍፁም…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ተተካኢ ዳይሬክተር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጌዛ ስትራመርን ልኡኽ…

መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ከበደ ዴሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓላፊነት መንግስቲ…

መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት “ከይድገም፣ ፈፂምና ኣይንርስዖን”…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ድሌትን ረብሓን ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ድሌትን ረብሓን ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ኢዩ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳን ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ…

ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 5ይ ዓመት ይዝከር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 5ይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። እቲ ዕለት ኣቢሾፍቱ ማእኸል መሰልጠኒ ኣየር ወለድ "ኣይድገምን፤ ኣይንርሰዖን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተዘከረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቅድሚ…

ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበሩ ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ – ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበር ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)። እዚ ኣተሓሳስባ ፍርደ ገምድል ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ…

ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ብምልዋጥ ዝተማለአ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዝዓለመ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ንምህናፅ ልምዓት ኮሪደር ካብ ኣዲስ ኣበባ ብምጅማር ኣብ ኩለን ክልላት ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ፡፡ እዚ ልምዓት ኮሪደር ኩለመዳይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ፡፡ ካልኦት ከተማታት እውን ኣዲስ…

ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና – ኣመራርሓ ፓርቲ ስምረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት)ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና ኢሎም። እቲ ፓርቲ ኣብ ሻውዓይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣባል ቤት ምኽሪ…

ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ÷ ሓይሊ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣…