ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘትዮም mizan mekonen Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘተን ምፍላጥን ኣካይዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለዎም፤ እቲ ትካል ብስነ-ምግባር፣ ጥዕናን ዝተፈላለዩ ዓውድታትን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ። እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተገበረ ኢኮኖሚያዊ ሪፎርም ዘላቒን መካተቲን ንምግባር ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ክዓቢ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተገበረ ኢኮኖሚያዊ ሪፎርም ዘላቒን መካተቲን ንምግባር ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ክዓቢ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፡፡ እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ንምጥንኻር፣ ኣብ ኣንፈት ፖሊሲ ግንዛበ ንምዕባይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ኣዋግ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባርን ኣሳታፊን ዴሞክራሲያዊን መረፃ ንምክያድ ወሳኒ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ኣዋግ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባርን 7ይ ሃገራዊ መረፃ ኣሳታፊ፣ ዴሞክራሲያዊን ግልፂን ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብ ቀረባ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ንከተማ ባህርዳር ዝወቀበትን ምችውቲን ዓለም ለኸ መስሕብ ክገብራ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ንከተማ ባህርዳር ዝወቀበትን ምችውቲን ዓለም ለኸ መስሕብ ክገብራ ኢዩ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ብምትካል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕርቀ ሰላም! ብሽማግለ ዓዲን ኣቦታት ሃይማኖትን ዝግበር ኢሂን-ምሂን ፍርኡ ጥዑም እዩ፡፡ Desta Jul 18, 2025 0 መንግስቲ ፌዴራል ብሽምግልና፣ ኢሂን-ሚህንን ምይይጥን ፀገማትካ ምምርማርን ምፍታሕን ቀዳምነት ከምዝህብ ብዝተፈላለየ እዋን ብግብሪ ኣርእዩ እዩ። ኣብ ነዊሕ ፖለቲካዊ ታሪኽን ስርዓተ-መንግስትን ሃገርና “ሃገራዊ ዕርቂ፣ ሃገራዊ ምኽክር፣ ፖለቲካዊ ልዝብ” ወዘተ. ዝበሉ ማሕበረ-ሰባዊ ኣምራት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ድልዊ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ መቃድሾ ትሳተፍ ኣላ Desta Jul 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 34 ኣኼባ ድልዊ ሓይሊ ኣካላት ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ መቃድሾ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሹመኛታት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ኩለን ኣባል ሃገራት፣ ሚኒስትራት ምክልኻል ሃገርን ላዕለዎት ኤክስፐርትታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጠንካራን ዘላቕነት ዘለዎን ኢኮኖሚ ትሃንፅ ኣላ- ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Desta Jul 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ጠንካራን ዘላቕነት ዘለዎን ኢኮኖሚ ትሃንፅ ኣላ ኢሎም። ኢኮኖሚክ ኣሶሴሽን ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ መበል 22 ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዘትዩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼብኡ ነቲ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ብዙፋን ካሳሁን ስሉጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ-ምግባርን መረፃ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼባ ዘፅደቖ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ 26 ዓንቀፃት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ዝተሃንፁ ቤት ፅሕፈታት ፓርቲ ብልፅና ይምረቑ ኣለው mizan mekonen Jul 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ገጠርን ከተማን ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈታት ፓርቲ ብልፅግና ይምረቑ ኣለው። ኣይተ ኣደም ኣብቲ ክልል ሰለስተ ገጠርን ሽዱሽተ ወረዳታት ከተማን ዝተሃነፁ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…