Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ብር 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ራብዓይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 42 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…

ትግራይ ሐዚ ዘድሊያ ሰላምን ብዘተ ፀገምካ ምፍታሕን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ እፎይታ ኣምፂኡ ኢዩ  ኢሎም። እዚ ማለት፥ ህዝቢ ደቁ ብኲናት ካብ ምስኣን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ ቀንዲ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ(ዶ/ር)። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ከምዝኾነ ገሊፆም። መርኣይኡ ድማ ቀዳማይ፥ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 13 ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሰርቪስ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እዚ ዓውዲ ቱሪዝም፣ ትራንስፖርት፣…

ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ፍሪያት ጋዝ ንመጀመሪያ እዋን ናብ ዕዳጋ ክተቕርብ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ዓውዲ ኣብዚ ዓመት 12.8 ሚኢታዊ ዕብየት…

ሎሚ ዘበን 23 ሚሊየን ኢትዮጵያዊያን ካብ ሴፍቲኔት ወፂኦም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ይህቡ ኣለዉ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም ኣብ መፈለምታ እዚ ዓመት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምብራኽ እዋን ምዃኑ ምግላፆም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ሎሚ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት…

40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቀት ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅሬት ቁፅፅርን ምሕደራ ስግኣትን ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን ዝሰልጠኑ 40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቐት ተዋሂቡዎም፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን (ICAO)…

ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ሰነድ ስምምዕነት ሽግሽግ ክፍሊት ልቓሕ ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እፎይታ ዝህብ ሰነድ ስምምዕነት ሽግሽግ ክፍሊት ልቓሕ ምስ ኣለቃሕቲ ኮሚቴ ተፈራሪማ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ ከምዝገለፆ እቲ ስምምዕነት ብሽግሽግ ዕዳ ሓበራዊ ማዕቐፍ ጉጅለ 20 ኣቢሉ ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ…