Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዕውት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣብነት ኣፍሪካ እዩ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወት ንመላእ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኾን እዩ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀርያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ፡፡ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣብ ናይጀርያ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 32 ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…

“ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብኩሎም ርኡይን ትፅቢት ዝግበረሉን ውፅኢት እናመዝገበ ይርከብ” ኣይተ ማሞ ምሕረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተማልአ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብኩሎም ርኡይን ትፅቢት ዝግበረሉን ውፅኢት የመዝገቡ ኣለው ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ፡፡ ኣይተ ማሞ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፤ ዝተማልአ ምመሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዘላቒ…

ደቡብ ኮርያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ናብ ዝዓበየ ብርኪ ኢኮኖሚያዊ ርክባ ክተዕቢ ትደሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮርያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘመን ተሳጋሪ ምሕዝነት ናብ ልዑል ብርኪ ንምዕባይ ናይ ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚ ርክብን ንምዕባይ ትደልይ ኢሎም ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ደቡብ ኮርያ ጆ ሆ ያንግ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ላዕለዎት…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 12 ፎረም ፓሪስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ፈረንሳይ ዝካየድ ዘሎ መበል 12 ፎረም ፓሪስ ይሳተፉ ኣለው፡፡ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ጉጅለ 20 ሃገራት መሰረት ማዕቀፍ ዘለዋ ምምሕያሽ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲኣ ምጥንኻር ክኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣንጎላ ኣሰናዳነት ዝተዳለወ ኢትዮጱያ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲኣ ብዘጠናኽር ውፅኢታዊ ተሳትፎ ገይራ ኢሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ከምዝበልዎ÷…

ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈላላይ ሓሳብ ብዘተ ናይ ምፍታሕ ባህሊ ክብ ንምባል ግደ ትካላት ሃይማኖት ልዑል ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ  ሞሃሙድ ድሪር። ብኣሰናዳኢነት እቲ ኮሚሽን፥ “ግደ ምሁራን ሃይማኖት ንዕዉትነት ሃገራው ዘተ” በዘብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ…

ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ህዝባ እናዘተየት ማሕለኻታት ብምስጋር ዓወታ ክተቕፅል ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ፣ መራሕቲ ፖለቲካ…

ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ዘለዋ ልዑል ኣፈፃፅማ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ልኡኽቶታት ምኽባር ሰላም ዘለዎ ልዑል ብቕዓትን ፅቡቕ ኣፈፃፅማን ንኢዱ፡፡ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ሕራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ምብራቕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ 7 ቢሊየን ብር ወፃኢ እናተሃነፀ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበበ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ መንደር ኢንዱስትሪ ንግልጋሎት ንምብቃዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብ7 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ዘሎ መንደር…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን…