Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ መዘነኣ ተሳዒራ። ካብ ምድባ ራብዓይ ፀወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ብጊኒ 3 ን 2 ክትሰዓር ክኢላ። ኪየታ፣ ሞሪባን ጊላቮጊን ጊኒ ንኽትዕወት ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ከነኣን ማርክነህን ኪቲካ ጀማን ድማ ናይ ኢትዮጵያ መፅናዕንዒ ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን። #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም። ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ መበል 17 ክሳብ 27 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ራባት ልዑል ሞውላይ ዓብደላ ክግበር ኢዩ። ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘይካ ሚሊዮን ሰለሞን ካልኦት ተፃወትቲ ኣብ ሙሉእ ጥዕና ኣለዉ። ነቲ ፀወታ ድልዋት ከምዝኾኑ ምግላፆም ካብ…

ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪ/ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ውድድር÷ ካብ ኣትሌት መዲና ብምቕፃል ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ካልአይቲ ኣትሌት መልክናት ውዱ ሳልሰይቲ ብምኻን ውድድረን ዛዚመን፡፡ እቲ ውድድር ዓብዪ ጉያ÷ ብኣሰናዳእነት ኢትጵያ ዝሳለጥ ኮይኑ፤ መበገሲኡን…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ሎሚ ምሸት ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ ከካይዱ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሰዓት 5፡30 ከምዝግበር ኣብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

መሱት ኦዚል ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል መሱት ኦዚል ኣብ 34 ዓመቱ ካብ ኩዕሾ እግሪ ንባዕሉ ኣግሊሉ፡፡ ኣብ ጀርመናውያን ጋንታታት ሻልከ 04ን ዌርደር ብሬመን እናተፃወተ ዝነበረ ኦዚል፥ ኣብ 2010 ደቡብ ኣፍሪካ ዝተኻየደ ፅዋዕ የዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ብዘርአዮ ዝነኣድ ብቕዓት ናብ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ክፅምበር…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ ንትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ጊኒ መዘናኣ ንእትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ሞሮኮ ኣቲያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ኣብ ዝካየድ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምስታፍ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታኣ 15ን 18 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ሞሮኮ ክትገብር ኢያ። ኣሰልጣኒ…