Fana: At a Speed of Life!

መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ሎሚ ዓመት ሓፈሻዊ መረፃ ስርዓት ሃገረ መንግስቲ ዝጠናኸረሉ መሰረት እዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝበልዎ፤ ምትእስሳርን ምትሕብባርን ንዜጋታትን ሃገራዊ ድሕነትን ወሳኒ ምዃኑ ገሊፆም።
መረፃ ማሕበራዊን ዜግነት ግዴታታትና እንፍፅመሉ ቀንዲ መሳርሒ ህንፀት ዲሞክራሲ እዩ ኢሎም።
ናይ ሎሚ ዓመት ሓፈሻዊ መረፃ ስርዓት ምሕደራናን መፃኢ ሃገርናን ንምጥንኻር መሰረት ምዃኑ ኣመልኪቶም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.