Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኪሊያን ምባፔ ናይ ወርቂ ጫማ ሽልማቱ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተፃቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኪሊያን ምባፔ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 ዝተዓወቶ ሽልማት ወሪቂ ጫማ ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ ኪሊያን ምባፔ ኣብ 2024/25፤ 31 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኸብ መመዝገቢ ሸቶ ላሊጋ ስፔን ብምዃ ምዝዛሙ ይዝከር፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ወርቂ ጫማ ብምዕዋቱ ሕጉስ ከምዝኾነ ብምግላፅ÷ ዳግም ክዕወት ከምዝደሊ ተዛሪቡ፡፡ ፕሬዚዳንት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ፍሎረንቲኖ ፔሬዝ ብግደኦም÷ ኪሊያን ምባፔ ኣካል እታጋንታ ብምዃኑ ከምዝሕጎሱ ገሊፆም፡፡…
Read More...

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መበል 17 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2017 ዓ.ም ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ባጀት ዓመት ደምር ኣታዊ ለዕሊ 357 ሚሊየን ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ 2016 ዓ.ም 27 ሚሊየን ብር ኪሳራ ዘጓነፎ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣብ 2017 ዓ.ም 59 ነጥቢ 8…

ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት፤ ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ብሩክ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ወላይታ ድቻ ድማ ካርሎስ ዳምጠው ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ኬቨን ዴብሩይን ንዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ናፖሊ ኬቨን ዴብሩይን ኣብ ጭዋዳኡ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንነዊሕ እዋን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ጋንትኡ ናፖሊ ንኢንተር ሚላን 3 ን 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ፍፁም ቅላዕ ኣብ ዘመዝገበሉ ሰዓት ናይ ጭዋዳ ምስሕሓብ ጉድኣት ኣተኣናጊዱ ተቐይሮ ምውፅኡ…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ኣብ ውሽጢ ዝበለፁ ኣትሌታት እዚ ዓመት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ውሽጢ ሕፁያት ዝበለፁ ኣትሌታት ወድድር ጎደና እዚ ዓመት ኣቲዮም። ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ መረዳእታ፥ እቶም ኣትሌታት ኣብ ወድድር እዚ ዓመት በዝተፈላለዩ ውድድራት ጎደና ብመሰረት ዘመዝገብዎ ውፅኢት ንሕፁይነት ምክታት ክኢሎም። ብደቂ…

ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ብሰንደርላንድ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ዝተፃወታ ክልቲአን ጋንታታት ቼልሲ ብኣሌሃንድሮ ጋርናቾ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ኢሲዶርን ታልቢን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰንደርላንድ ክትዕወት ክኢላ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ…

ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ሲዳማ ቡና ያሬድ ባዬህ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም ክብል ቀትሪ ሰዓት 6 ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ምድረ ገነት ሽረ ዝገበረኦ ፀወታ…