Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ አውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሎሚ ምሸት ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት እቲ መድረኽ ዝኾነት ፒኤስጂ ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ብምግባር ናብ 16 ከምዝሓለፈ ይዝከር፡፡ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዘዕወተትሉ 2024/25 ዓመተ ውድድር ናብ 16 ዝተፀምበረት ብተመሳሳሊ ፀወታ ኣውዲቕካ…
Read More...

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ ዝተራኸባ እንትኾና፤ ጋላታሰራይ ሰለስተ ግዘ እትትዕወት ሊቨርፑል ሓደ ግዘ ተዓዊታ…

ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ። ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ ማዱዌኬን ኤበሪቼ ኤዜን ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ኣብቲ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ምስዓራ ይዝከር፡፡ ኣብ…

ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ወዲ 25 ዓመት ኣጥቃዓይ ብዘጋጠሞ መጉዳቲ ምኽንያት ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል…

ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ መበል 29 ሰሙን ሎሚ ምሸት 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ኣብ ቀፃሊ ውድድር ዓመት ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮፓ ትወዳደር ዘላ ሊቨርፑል ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 5፡15 ድሕሪ ቀትሪ ምስታ ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ሊግ ዘላ ዎልቭስ ክትገጥም እያ።…

ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ተደልዲለን፡፡ ሻምፒዮን እቲ መድረኽ ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፣…