ስፓርት
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።
ምዕሩይ ዝኾነ ዓቕሚ ምህናፅ ዝተስኣኖ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢዩ ተዓዊቱ።
ኣብቲ ፀወታ ማቴታ ብዘቑፀራ ሸቶ ክሪስታል ፓላስ መሪሑ እኳ እንተነበረ ድሕሪ ዕረፍቲ ሜሰን ማውንትን ጆሽዋ ዜርክዚን ብዘቑፀሩወን ክልተ ሸቶታት ማንቼስተር ዩናይትድ ሰለስተ ነጥብታት ሒዙ ወፂኡ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰዓት…
Read More...
ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ማንቼስተር ሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፊል ፎደን (2) ሸቶታትን ግቫርዲዮልን እንተመዝግቡ፤ ናይ ሊድስ ዩናይትድ ድማ ካልቨርት ንሜቻን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ኣብ ካሊእ ፀወታታት እቲ ሊግ ሰንደርላንድ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ በእንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓቲ 5 ፀወታታት ካካየዱ ኢዮም፡፡
በዚ ድማ ምሸት ሰዓት 12 ብሬንትፎርድ ምስ በርንሌይ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሊድስ ዩናይትድ ከምኡ እውን ሰንደርላንድ ምስ በርንማውዝ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ቀፂሉ እንትካየድ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኤቨርተን…
ስርሑ ዝዛረበሉ ኮከብ ኢንጎሎ ካንቴ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሱ ብዛዕባ ስርሑ ምንም ምዝራብ እንተየድለዮ ስርሑ ዝምስክረሉ ኮኸብ ኢዩ ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ኢንጎሎ ካንቴ፡፡
ናብ ፈረንሳይ ካብ ዝተሰደዱ ማላዊያን ወለዱ ኣብ ፓሪስ ዝተወለደ ኢንጎሎ ካንቴ፤ ብባህሪኡ ሓፋር ይኹን እምበር ኣብ ሜዳ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ግን ብዝበለፀ ጎሊሁ ዝረአ ጀግንነቱን ሰዓራይነቱን ኢዩ፡፡…
ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡
በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ፡፡
ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ…
ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን 2 ሸቶታት እንተመዝግብ፤ ብሕታዊት መቻል ኮሊያን ኮፊ ኣብዝጊቡዋ።
መርሃ…
ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ትፅቢት ዝገበረሉ ፀወታ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓምሻይ ዙር መርሃ ግብሪ ሊግ ሻምፒየንስ ኣውሮፓ ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ።
እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 5፡00 ምሸት ዝጅምር እንትኸውን፥ ክልቲኦም ጋንታታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሊጋታቶም ዝገበርዎ ፀወታታት ብምስዓር ካብ ዓወት ምላሽ ዝገብርዎ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኢዩ።
ኣብ ራብዓይ ዙር…