Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ህዝበ ሙስሊም ኣብ ዝተረኸበሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊየም ብሶላትን ተክቢራን ኢዩ ብድምቀት እናተኸበረ ዝርከብ።

ብጥላሁን ይልማ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.