በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተለያዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት እናተኸበረ ይርከብ።