Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፂ ይህቡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ልዕልና ሕጊ ናይ ምኽባር ተልእኾኦም ብተወሳኺ ናይ ምምራፅ ዲሞክራስያዊ መሰሎም ተጠቒሞም ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ድምፂ እናሃቡ ይርከቡ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወረዳ 8 ክፍለ ከተማ ልደታ ኣብ ዝርከብ ወረዳ 8 ጀነራል ጃጋማ ኬሎ ጣቢያ መረፃ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ድምፆም ሂቦም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.