ዜጋታት ዝኾነ ይኹን ዘጠራጥር ነገር አንትዕዘቡ ብመስመር ስልኪ 910 ሓበሬታ ንኽህቡ ፃዊዕት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዝኾነ ይኹን ንሰላምን ምርግጋእን ሃገርን ህዝቢን ዕንቅፋት ዝኾነ ከምኡ እውን ምስ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዙ ስግኣት ድሕንነት ክፈጥሩ ዝኽእሉ ዘጠራጥሩ ነገራት አንትዕዘቡ ብመስመር ስልኪ 910 ብምድዋል ሓበሬታ ንኽህቡ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ…