ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጓል ኣነስተይቲ ከምዝነቐሐት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሆስፒታል ን10 ኣዋርሕ ውኒኣ ስሒታ ዝፀንሐት ጣልያናዊት ጓል ኣነስተይቲ ከምዝነቐሐት ተገሊፁ።
እታ ክርስቲና ሮሲ ዝተባህለት ጓል 37 ዓመት ጣሊያናዊት፥ ናይ ሸውዓተ ወርሒ ነብሰፁር እናሃለወት ብዘጋጠማ ሕማም ልቢ እያ ኣብ ዝሓለፈ 10 ኣዋርሕ…