ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎ ከምዘድሊ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ሰብ ዋና ትካላት ንግዲ ሙሁራንን ክልል ትግራይ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ክልል ትግራይ መሊስካ ንምህናፅ ናይ…